ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል -ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር ግጥም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 33 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንመሪሕ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ምሸት ሰዓት 12፡30 ክተተአንግድ እያ።
ኣብቲ ደረጃ ሊግ 1ይን 2ይን ደረጃ ዝተቐመጣ ጋንታታት ዝካየድ ፀወታ ናይዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር መርሃ ግብሪ ኢዩ።
ማንቼስተር ሲቲ ምስ መራሒት ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ነቲ ሰፊሕ ፍልልይ ክተፅብብ ትፅዕር ኣላ።
ኣብቲ ሊግ ክልተ ተከታታሊ ፀወታ ማዕረ ውፅኢት እንተድኣ ተዓዊታ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ፍልልይ ናብ 3 ነጥቢ ከተጉድሎ ትኽእል እያ።
ኣብዚ ሊግ ድሕሪ ክልተ ተኸታታሊ ማዕረ ማዕረ ናብ ሜዳ ዝተመልሰት ማንቼስተር ሲቲ ተኸታታሊ ዓወታት ንምምዝጋብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ።
ብወንድማገኝ ፀጋዬ
Comments (0)
Add Comment