Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ዕዮኦም ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም
By
Desta
on July 8, 2025
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ዕዮኦም ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥
ብምትካል ምብራኽ፤ ሎሚ ንጎሆ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ብምቕፃል ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይድና ኢሎም።
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣወዳድባ 13 ቀወምቲ ኮሚቴታት ኣፅዲቑ
ፃውዒት ሰላም ክሳብ ናይ መወዳእታ ደቒቓ፡ መግለፂ ሞራል ልዕልና መንግስቲ መደመር
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ውሳነ ኣፅዲቑ
መወዳእታ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓትን ናፅነት ህዝቢ ትግራይን
ኣብ ክልል ዓፋር ብለውጢ ክሊማ ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ተዛቲዮም
Comments
(0)
Add Comment