ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ንትእምት ብጊዚያዉነት ዝመርሑ 5 ኣባላት ቦርድ ሰይሙ::
ብመሰረት እዚ:-
1) ገ/ህይወት ዓገበ (ዶ/ር) – ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪ
2) ገ/መስቀል ሃይሉ (ዶ/ር) – ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ
3) ወ/ሮ ሓንሳ ተኽላይ – ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን
4) ኣይተ ታደለ መንግስቱ – ሓላፊ ቢሮ መንገድን መጓዓዝያን
5) ኣይተ ተስፋይ ግርማይ – ሓላፊ ቢሮ ንግድን ልምዓት ዕዳጋን