ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ብርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።
በዙይ መሰረት፦
- ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር) – ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ዘፈር ገፀር
- ዘሪሁን ፍቅሩ (ዶ/ር) – ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ዘፈር ከተማ
- ሙሉነሽ ደሴ (ዶ/ር) – ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ዘፈር ማሕበራዊ ጉዳያት
- ኣማኑኤል ፈረደ (ዶ/ር) – ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ዘፈር ምምሕዳር ኮይኖም ተሸይሞም።