ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ብመዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ገይሩ መሪፁ፡፡