ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ን32 ሰባት ሽመት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት ምሃቦም ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣፍሊጡ፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ብሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 71 ንኡስ ዓንቀፅ 3 መሰረት ብምግባር፡-
- ኣይተ ታገሰ ጫፎ
- ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር
- ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ
- ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ጁንዲ
- ኣምባሳደር መለስ ኣለም ተክዔ
- ኣምባሳደር ኣንተነህ ኣለሙ ሰንበቴ
- ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ይግዛው
- ኣይተ መላኩ ኣለበል
- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
- ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር)
- ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)
- መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
- ካሣሁን ጎፌ (ዶ/ር)
- ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
- ኣይተ ኣዳም ተስፋዬ ኣበራ
- ኣይተ ኣምሐ ሃ/ጊዮርጊስ ኣየለ
- ኣይተ ሳሙኤል ኣዲስ ኣለማየሁ
- ኣይተ በላቸው ኣንሺሶ ኬምበጫ
- ኣይተ ኣበበ መብራቱ ክብረት
- ኣይተ መላኩ በዳዳ ሰንበታ
- ወ/ሮ ዑባህ መሓመድ ሁሴን
- ኣይተ ዳንኤል ጠንክር ኣረጋ
- ኣምባዬ ኦጋቶ (ዶ/ር)
- ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ
- ዮናስ ኣዳዬ (ዶ/ር)
- ኣይተ መላኩ ፈንታ ባልቻ
- ኣይተ ዣንጥራር ኣባይ
- ኣይተ ተመስገን ጥላሁን
- ኣይተ ታደለ ነጊሾ
- ኣይተ ዘሪሁን መገርሳ ጅማ
- ኣይተ ሽመልስ ኣዱኛ ባልቻ
- ኣይተ ኣብዱራህማን ጀማል ኑርልኝ
ብበዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት ከምዝሾሙ እቲ ቤት ፅሕፈት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።