ሃዋሳ ከተማ ንመቻል ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንመቻል 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ።
ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዓሊ ሱሌማን፣ ተባረክ ሄፋሞን ኣቤኔዘር ዮሃንስን ኣመዝጊቦምወን።
ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ ምንይሉ ወንድሙ ብፍፁም ቅፅዓት ኣመዝጊቡዋ።
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂ ኣዳማ እተኻየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቅፅል ምሸት ሰዓት 12:00 መቐለ 70 እንደርታ ምስ ፋሲል ከነማ ክራኸባ ኢየን።