መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ተሰሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ብዙሓት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢሉ ሚኒስትር ጥዕና፡፡
ስልጠና ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ቀረብ መድሓኒትን ዘርፈ ብዙሕ ምላሽ ኣብ ምቕራፍ ከም ሃገር ልዑል ዕብየት እናመዝገበ ምዃኑ…
ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ዝተፈላለዩ ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን መስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት ዴስክ መክልኻለን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማትን ጥዕና ኣእምሮን ዶክተር ሰላማዊት…
ህዝቢ ዝእከበሎም ቦታታት ካብ ትንባኾ ናፃ ናይ ምግባር ፃዕሪን ውፅኢቱን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ዝእከበሎም ቦታታት ካብ ትንባኾ ናፃ ንምግባር ብዝተገበረ ፃዕሪ እወንታዊ ውፅኢቱ ከመዝመፅአ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ቁፅሪ ኣዋጅ 1112/11 ምምሕዳርን ምግብን መድሓኒትን ተቓላዓይነት ትንባኾ ዘይጥቀሙ ወገናት…
ፈጠራን ሃፍትን ብምውዳድ ዝርገሐ ዓሶ ንምግታዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓደሽቲ ፈጠራን ቅልጣፈን ከምኡ እውን ሃፍቲ ብምውዳድ ዝርገሐ ዓሶ ንምግታዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም፡፡
ዓለም ለኻ መዓልቲ ዓሶ ንመበል 18 ግዘ "ሓደሽቲ ፈጠራን ሃፍቲን ብምውዳድ ብኹለ መዳይ ዓለም ለኸ…
ዋሕዲ ደም ንዘጋጠሞ ጥንሲ ደም ምልጋስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ክፍሊ ሕክምና አዴታትን ጥንሲን ዋሕዲ ደም ዘጋጠሞ ናይ ኣርባዕተ ወርሒ ጥንሲ ደም ክወሃቦ ብምግባር ህይወት እቲ ጥንስ ምትራፍ ከምዝተኽኣለ ኣብቲ ሆስፒታል ሰብ ስፔሻሊስት ሕክምና ኣዶታትን ጥንሲን ዶ/ር ሰዒድ…
ኣብ 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ክልላት 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣብቲ ሚኒስቴር ጉዲሳ ኣሰፋ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ኣብ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ ወሲኹ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ እናወሰኸ መፂኡ ተባሂሉ፡፡
እቲ ሕማም ኣብ ግዝኣት ምዕራብ ቴክሳስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ህይወት ሓደ ቆልዓ ምሕላፉ ቢቢሲ ዘዘካኸረ እንትኾን÷ኣብዚ ሕዚ እዋን እውን ሓደ ቆልዓ…
ኦቲዝም እንታይ እዩ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦቲዝም ሕማም ዘይኰነስ ሓደ ሰብ ሒዝዎ ዝውለድን ንምሉእ ዕድመ ዝፀንሕን ኵነታት እዩ።
ሕክምናዊ መፀውዒኡ ‘ኦቲዝም ስፔክትረም ዲስኦርደር’ ወይ ኤኤስዲ ይበሃል።
ገለ ሰባት ግን ኣብ ክንዲ ኤኤስዲ፥ “ኦቲዝም ስፔክትረም ኮንዲሽን” ወይ ኤኤስሲ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልዕል 990 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ ተበፃሒ ዝገብር ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ነቲ ክትባት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ለበዳ ሕማም ኮሌራ ኣብ ዘጋጠመሎም ወረዳታት ጊዚያዊ…
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ክህብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ከምዝህብ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕክምና ካብ 2 ክሳብ 8 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
ኣካያዲ ስራሕ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ኣይተ መረሳ ገብረስላሴ፥ …