Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቅኒት ቀንዲ ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ወርሒ ነሓሰን መስከረምን
ሓምለዋይ ኣሰር፡-
“ተስፋን ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ክካየድ ዝፀንሐ ናይ 2018 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምዝዛሙ ምክንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ብርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።
በዙይ መሰረት፦
ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር) – ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ዘፈር ገፀር
ዘሪሁን ፍቅሩ (ዶ/ር) – ብመዓርግ…
ኣይተ ከድር ማሞ ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ዓቕሚ ህንፀትን ኮይኖም ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ከድር ማሞ ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ዓቕሚ ህንፀትን ኮይኖም ተሸይሞም፡፡
ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ብርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ዝቐረቡሉ ሹመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ፈላማይ ጉባኤ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሓመድ ቀሪቦም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
በዙይ መሰረት፦
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝዳንት – ሑሴን ኣብዱላሂ…
ኣብዱ ሑሴን (ዶ/ር) ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሰይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዱ ሑሴን (ዶ/ር) ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሰይሙዎም።
ዶ/ር መሳይ ሃይሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሰይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 7ይ ዘበን መረፃ ምጥያሽ ጉባኤኡ ንዶ/ር መሳይ ሃይሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኮይኖም መሪፅዎም።
ከምኡ እውን ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣይተ ኤልያስ ቲሮ ኣፈ ጉባኤ ገይሩ ሰይሙ።
ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 7ይ ዘበን…
ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሰይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ንኣቶ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ዳግማይ መሪፅዎም።
ከምኡ እውን ወ/ሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኮይነን…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 7ይ ዙር 1ይ ዓመት ምጥያሽ ጉባኤ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 7ይ ዙር 1ይ ዓመት ምጥያሽ 1ይ ስሩዕን ጉባኤኡ ኣብ ሎሚ ዕለት ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ምጥያሽ ጉባኤኡ ንሓላፊ ምምሕዳር እቲ ክልልን ንኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልልን ከም ዝሰይም ከምኡ’ውን ካልኦት…
ብምኽንያት በዓል ሆረ ፊንፊኔ ኢሬቻ መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንዝመፅእ ቀዳም “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ዝርከብ መኽበሪ በዓል ሓዊሱ ከባቢኡ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንዘይተወሰነ እዋን ዝኾነ ዓይነት ድሮን ንምብራር ፍቓድ ኣይወሃብን – ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንዘይተወሰነ እዋን ዝኾነ ዓይነት ድሮን ንምብራር ፍቓድ ኣይወሃብን ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን።
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣጠቓቕማ ድሮናትን ካልኦት…