ህፃናትን ንመናእሰይ ካብ ጎዳኢ ፅዕንቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃት ንምድሓን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ህፃናትን መናእሰይን ብገፃወት ማሕበራዊ ካብ ዝበፅሖም ጉድኣት ንምድሓን ዘኽእል ጥቡቕ ሕጊ ተግባራዊ ክገብር ኢዩ፡፡…
ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተሳተፍቲ ፈላማይ ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት የካይዱ ኣለው።…
ኣብ ሃገርና ፈላመይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኤኣይ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ፍፃመ ሙዚቃ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ፍፃመ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን…
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ዝበለፁ 20 ክፍለዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ርቴፊሻል ኢንተለጀንስን እሁድ ኤኣይን ብምትሕብባር ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ኣሰናዲኡ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ጥዕናን ኮይኖም…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሰብ ስራሕ ብልሒን መራሒ ዲጂታል ዓውዲ ጥዕናን ኮይኖም ተሸይሞም።…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ – ወርቁ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዘለዋ ተመኩሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ንምክፋል ድልውቲ እያ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስትዩትዩት…
ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተባህለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ኣብ ቴሌብር ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተብሃለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ብቴሌብር ኣጀሚሩ፡፡
እቲ ኩባንያ ምስ…
ግሪኽ ትሕቲ 15 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ማሕበራዊ ሚዲያ ክትክልክል ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ግሪኽ ትሕቲ 15 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝኽልክል ሓዱሽ ሕጊ ኣውፂኡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር…
ልዕሊ 33 ሺሕ ሰባት ኣብ ውድድር ሙዚቃ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ንምስታፍ ተመዝጊቦም – ኢንስቲትዩት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልዕሊ 33 ሺሕ ሰባት ኣብ ውድድር ሙዚቃ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ንምስታፍ ተመዝጊቦም ክሳብ ሕዚ 589 ሰባት ስራሕቶም ኣቕሪቦም ኢሉ …