Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት…

ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብዚ በጀት ዓመተ ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2017 እቲ ሚኒስቴር ከምኡ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2018 ዝግምግም መድረኽ ኣካይዱ፡፡ ሚኒስትር…

ኣብ ፎረም ፓሪስ  ኢትዮጵያ እንታይ ኢላ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ኣብዚ ሰሙን  መበል 12 ፎረም ፓሪስ ኣሳሊጣ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ  ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ ፎረም ከይዲ ምስላጥ ልቓሕ ብዝምልከት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ…

ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ባይቶ ዝቐረበ ረቂቕ ባጀት 2018 ዓ.ም ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…

ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ እቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ናይቲ ትካል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ቀጣናዊ ዝምድና ንግዲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ግደ ንግዲን ዓውዲ ውልቀን ንምጥንኻር ዝዓለመ "ኢኮትሬድ" ፕሮጀክት ሎሚ  ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት “ብውልቀ ዓውዲ ዝምራሕ ሰንሰለት እሴት ክብ ብምባል ዝምድና ንግዲን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክትግበር። ሚኒስትር…

7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና፣ ጀርመን፣ ህንዲ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ቱርኪን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሓዊሱ 14 ሃገራት ዝሳተፍሉ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊንየም ኣዳራሽ ምክያድ ጀሚሩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሰነ 2017 ዓ.ም ዝካየድ…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃይድራባድ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ሓምሻይ መዕለቢ ሃይድራባድ በረራ ኣጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ቀጥታዊ በረራ ሃይድራባድ ዘጀመሮ በረራ ምትእስሳር…

ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝዋፈሩን ሓደሽቲ ሓሳባት ፈጠራን ንዝትግብሩ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝስርሑ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ጌታቸው ዋቄ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንዝዋፈሩ ኣልማዕቲ ቀረብ…

ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚኣ ንክተጠናኽር በሪ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚኣ ንክተጠናኽር በሪ ከፊቱ ኢሉ። ኣጀንዳ እቲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2030 መልከት ምዕባለ ኣፍሪካ ንክትከውን ምኽኣል ከምዝኾነ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ዝሓለፈቶ ዓወት…