Browsing Category
ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊ ጋንታ…
ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ መዘንኣ ጋንታ ሴኔጋል ሎሚ ፀወታኣ ክተካይድ እያ።
ዋሊያታት ድሕሪ ዓመታት ኣብ ሃገሮም ዝገብርዎ ፀወታ ሰዓት 10 ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ እዩ።
ሃገራዊት ጋንታ…
ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክተካይድ እያ።
ፀወታ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሄራዊ…
ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ውዕሉ ንምሕዳስ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ ምስታ ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተመሓየሸ ሓዱሽ ውዕሊ ንምፍርራም ተሰማዕሚዑ።
ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ ኩንትራት ኣብዚ ዘበነ ውድድር ዘብቅዕ ዝነበረ እንትኸው፤…
ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባብል ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባብል ተገይሩሉ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሕ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ኣትሌት…
ግራኒት ዣካ ካብ ሃገራዊ ጋንታ ስዊዘርላንድ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምበል ሃገራዊ ጋንታ ስዊዘርላንድ ግራኒት ዣካ ካብ ሃገራዊ ጋንታ ተኣጊዱ።
ግራኒት ዣካ ኣብ 2022 ኣብ ኣርሰናል ተፃዋታይ ኣብ ዝነበሮ እዋን ክትባት ከይወሰደ ብሓሶት ናይ ኮቪድ ሰርቲፍኬት ወሲዱ ብዝብል ከምዝተጠርጠረ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ።…
ማንቸስተር ዩናይትድን ፉልሃምን ነጥቢ ተማቒለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 5ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድን ፉልሃምን 1 ማዕረ ተፈላሊየን።
ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ስታዲየም ክራቨን ኮተጅ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ፉልሃም ሊሳንድሮ ማርቲኔዝ ኣብ ገዛእ ርእሱ ብዘመዝገባ ሸቶ…
ማንቼስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ንተጋጠምተን ስዒረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲን ሊቨርፑል ዓወት ቀኒዑወን፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ሜዳኣ ኢቲሃድ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ማንቼሰተር ሲቲ 5 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡
ልዑል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ሻምፒዮና ጉያ ጎደና 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ካልኣይ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ጉያ ጎደና 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።
ንኽልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ሻምፒዮና ሎሚ መዓልቲ ዝተዛዘመ ኮይኑ፤ ካብ 86 ሃገራት ዝተውፃእፁኡ ልዕሊ 450 ኣትሌታት…
ብሬንትፎርድ ምስ ቼልሲ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 5ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ብሬንትፎርድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ትፅቢት ይግበር።
ፀወታ ክልቲኤን ጋንታታት ምሸት 4 ሰዓት ኣብ ጂቴክ ኮሙኒቲ ስታዲየም ክካየድ እዩ።
ቼልሲ ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 4…
ኣይተ ኢሳያስ ጂራ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ኢሳያስ ጂራ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፆም።
ንበይኖም ተወዳዳሪ ብምዃን ዝቐረቡን ንዝሓለፉ 8 ዓመታት ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኮይኖም ዝመርሑን ኣቶ ኢሳያስ ጂራ፤ ካብ ዝተዋህቡ 88 ድምፅታት 81 ድምፂ…