ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ግብፂ መሓመድ ሳላህ ብፍፂም ቅላዕ ብዘመዝገባ ሸቶ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ።
ኣብቲ ፀወታ፤ ግብፃዊ ተፃዋቲ መሓመድ ሃኒ ብክልተ ብጫ ካብ ሜዳ ተገሊፊ ኢዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!