ህወሓት ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ከምዝተሰረዘ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ምስራዙ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣረጋጊፁ፡፡