Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም ኢሉ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን።

ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኣይተ ስዩም መንገሻ፥ ኢትዮ ኮደርስ ዜጋታት ነዚ ዘበን ዝምጥን ክእለት ቴክኒሎጂ ንክህልዎም ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

እዚ ድማ ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንክኸውን ንዝግበር ፃዕሪ ንምስላጥ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ገሊፆም።

እቲ መርሃ ግብሪ ብብርኪ ሃገር ብመሰረት ዝተተለመሉ ይሳለጥ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ መልላእ ሃገር 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዜጋታት ነቲ ስልጠና ይከታተሉ ከምዘለዉ ንፋና ዲጂታል ገሊፆም።

ብመላኩ ገድፍ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.