ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም ኢሉ።
እቲ ኣገልግሎት 14 መርሃ ግብሪታት ከምዘለዉ መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊን ወለንታዊ መስፋሕፍሒ ኣገልግሎትን መናእሰይን ኣብይ ሃይለመለኮት ተዛሪቦም።
ክብሪ/እሴት ዝማዕበለ ምድግጋፍ ክብ ንምባል ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታዊያን ዝለዓለ ግደ ከምዘለዎ ኣረዲኦም።
ተሳትፎ ወለንታዊ ኣገልግሎት ብምዕባይ እቲ ኣሰራርሓ መሓውራዊ ንምግባር ይስራሕ ከምዘለዎ ገሊፆም።
ብስንታየሁ ኣበበ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!