ሎሚ ኣብ መዓልቲ ሕብረት ን500 ሺሕ ነበርቲ ከተማና መኣዲ ኣንጊድና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ መዓልቲ ሕብረት ን500 ሺሕ ነበርቲ ከተማና መኣዲ ኣንጊድና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ኣብ እዋን ክራማት ምንም ደጋፊ ዘይብሎም ወገናት፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ትሑት ናብራ ዝነብሩ 156 ሺሕ ዜጋታትከንድግፍ ፀኒሕና ኢና እውን ኢለን።
ወገናትና ብጊዚያዊ ፀገም ንከይጉድኡ ብዝተፈላለየ መገዲ ብምድጋፍ ብዘላቕነት ካብ ድኽነት ንምውፃእ ሰሙን ሙሉእ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ይካየዱ ከምዘለዉ እውን ተዛሪበን።
ብምድግጋፍ ንማሕበራዊ ፀገም ተቓላዕቲ እንገብሮ ሓገዝ ምጥንኻር ከመዝግባእ ገሊፀን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!