ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓምለዋይ ኣሰር ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ ኢሎም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡
ኣብቲ እዋን፤ ሓምለዋይ ኣሰር ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ልዑል እጃም ዘለዎ ምዃኑ ብምሓበር÷ ልእኽት እቲ ትካል ዝኾነ ምንስዕራር ኢትዮጵያ ግዲኡ እናተዋፅአ ምዃኑ ገሊፆም፡፡