Fana: At a Speed of Life!

ሓምለዋይ ኣሰር ኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘላቒ ንክኸውን ዘኽእል ኢዩ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘላቒ ንክኸውን ዘኽእል ኢዩ  ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስ  ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)።

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን  ኣብ ሓደ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ፈልሲ ተኺሎም።

እቶም ሚኒስትር፥ ሓምለዋይ ኣሰር ኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘላቒ ንክኸውን ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

ሓምለዋይ ኣሰር ምዕባለ ኢትዮጵያ ምስ ተፈጥሮ ዝተጠዓዓመ ንክኸውን ልዑል ግደ የበርክት ከምዘሎ እውን ሓቢሮም።

ስለዝኾነ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓለዋ ከባቢን ምርግጋፅ ሉእላውነት ምግቢን ኣብ ዝግበር ርብርብ ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዘርከበ ተዛሪቦም።

#ሓምለዋይኣሰር

#GreenLegacy

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.