ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ወታደራት የምርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ነቲ ኣካዳሚ ዘሰልጠኖም መሰረታዊን ወታደራት የምርቕ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ምስ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ብኣለምሰገድ አሳዬ
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!