መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ንዘበናት መናሃርያ ህብረ ብሄራዊነት ኣብ ዝኾነት ናይ ኣባ ጅፋር ሃገር፣ ብንግዲ፣ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ትምህርቲን ኢትዮጵያውያን ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን እናተራኸቡላ ዝነበረት ከተማ ጅማ ኣቲና።
ኣብ ታሪኻዊት ከተማና ንሻድሻይ ግዘ ዝካየድ ሃገር ለኸ መላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ክነጀምር ኢና።
ኣብ ከተማ ጅማ እንትንበፅሕ ድሙ ኣቀባብላ ንዝገበሩልና ኣመራርሓ ፌደራል፣ ኣመራርሓ ክልል ኦሮሚያን ነበርቲ ጅማን ከባቢኣን ዝኸበረ ምስጋና የቕርብ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!