Fana: At a Speed of Life!

መሰረታዊ ቤት ትምህርቲ ውትህድርና ብርሸለቆ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓ ሰራዊት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረታዊ ቤት ትምህርቲ ውትህድርና ሰራዊት ምክልኻል እዚ ምብራቕ ብርሸለቆ ንካልኣይ ዙር ዘሰልጠኖም ኣመራርሓ ሰራዊት ኣመሪቑ።

ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄነራል መሓመድ ተሰማ ሓዊሱ ላዕለዎት መኮንናት እቲ እዚን ፃውዒት ዝተበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ሎሚ ዝተመረቑ ብመሰረት እቲ እዚ ሰንሰለት ካብ መራሒ ጓድ ክሳብ ኣመራርሓ ሰራዊት ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብ ፃንሒት ሰልጠነኦም፥ ምድላው ወተሃደራዊ ስነ ልቦና፣ ክእለትን ፍልጠትን ኣመራርሓ፣ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዙ ፍሉያት ወተሃደራዊ ስልጠናታት ወሰኽቲ ዓቕሚ ወሲዶም ኢዮም ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.