Fana: At a Speed of Life!

መቐለ 70 እንደርታ ን ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 33 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡

ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ቤንጃሚን ኮቴ ንመቐለ 70 እንደርታ ሽቶ ዓወት ኣቑፂሩ፡፡

ከምኡ እውን ንግሆ ሰዓት 3 ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ሃዋሳ ከተማ ንስሑል ሽረ 5 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡

Facebook www.facebook.com/tigrignafana

Website www.fanamc.com/tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.