መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ፦
ቀዳም
ኖቲንግሃም ምስ ቼልሲ ሰዓት 8:30
ሰንደርላንድ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 11:00
በርንሌይ ምስ ሊድስ ሰዓት 11:00
ፓላስ ምስ በርንማውዝ ሰዓት 11:00
ብራይተን ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ሰዓት 11:00
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ሰዓት 11:00
ፉልሃም ምስ ኣርሲሴናል ምሸት 1:30
ሰንበት
ቶተንሃም ምስ ኣስቶንቪላ ሰዓት 10:00
ሊቨርፑል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ምሸት 12:30
ሰኑይ
ዌስትሃም ምስ ብሬንትፎርድ ምሸት 4:00
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna ፡
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!