መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ኣብ መስጂድ ኣንዋር እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ኣብቲ በዓል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዊሱ ተኸተልቲ እቲ እምነትን ዝተፈላለዩ ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ብጀማል ኣህመድ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!