Fana: At a Speed of Life!

መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ኤታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፣ ምክትል ኤታማዦር ሹም ጀነራል አበባው ታደሰ፣ ካልኦት ላዕለዎት መራሕቲ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.