Fana: At a Speed of Life!

መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ይክበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይክበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴን መስፍን፣ ሓርበኛታት፣ ስድራ ቤት ሓርበኛታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.