Fana: At a Speed of Life!

መበል 89 ለካቲት 12 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ብኣይስዓርን ባሃላይነት ፅንዓት ዝተረኣየሉ መበል 89 ለካቲት 12 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ስድስት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣኸባብራ ሓርበኛታት ኣቦታትን ኣዴታትን ሕቑፊ ዕንበባ ብምንባር መስዋእቲ ሰማእታት ዘኪሮምን።
ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ጥንታዎት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ኣብቲ እዋን፤ መንእሰይ ወለዶ ኣቦታቱን ኣያታቱን ንፍቕሪ ሃገሩን ሓድነቱን ዝኸፈልዎ መስዋእቲ ብምሕሳብ ሃገሩ ካብ መጥቃዕቲ ፀላኢ ክከላኸል ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡
ብጌታሰው የሺዋስ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.