መዓልቲ ሕብረት ኣብ ክልል ሲዳማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን እቲ ክልል በየነ በራሳ፥ ኢትዮጵያ ብብዝሃ ማንነት ዝደልደለት ሓበራዊት ቤትና ኢያ ኢሎም።
መዓልቲ ሕብረት ብሓድነተን ባናይ ባዕልኻ ዓቕሚን ብምህናፅ ዝኸንበትናነዮ ህዳሰ ግድብ ንምምራቕ ኣብ ዝተሰናዳእናሉ እዋን ዝኽበር ፍሉይ ከምዝገብሮ ገሊፆም።
ፅባቐናን ፀጋናን ዝኾነ ህብራዊነት ጎልቢቱ ታሪክ ንክንሰርሕ ኣኽኢሉና ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!