መዕርፎ ኣናእሽቱ ነፈርቲ ቴፒ ናብ ስራሕ ተመሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ኣናእሽቱ ነፈርቲ ቴፒ ድሕሪ ነዊሕ ዓማውቲ ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ናብ ምሃብ ተመሊሱ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከብ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ህንፀት መዕርፎ ኣናእሽቱ ነፈርቲን ዓውዲ ትራንስፖርትን ሰብ ወልቀ ሃፍቲ ምስታፍ ዘኽእል ኣሰራርሓ ተግባራዊ ምግባሩ ገሊፆም።
ሎሚ ኣገልግሎት ናብ ምሃብ ዝተመለሰ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ በቲ ሚኒስቴር ምላሽ ካብ መንጎ ዝረኸቡ 39 ተመሳሰልቲ ፕሮጀክትታት ሓደ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።
ብተስፋየ ምሬሳ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!