መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም በረራ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም 1ሺሕን 103 በረራ ሰልጠንቲ ሎሚ ኣመሪቑ።
እቲ መገዲ ኣየር ካብ ሞንጎ ዘመረቖም ሰብሞያታት በረራ 41 ኣብረርቲ፣ 343 ሰብሞያትት ፅገና ኣውሮፕላን፣ 524 ኣገልገልቲ በረራን 195 ድማ ኣብ ትኬትን ካልኦት ዓውድታትን ስልጠኖም ምዃኑ ሓቢሩ፡፡
እቶም ሰልጠንቲ ካብ ኢትዮጵያን 16 ዝተፈላለያ ሃገራትን ዝተውፃእፅኡ እዮም።
ብሰማኸን ንጋቱ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!