Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ-ኣይተ መስፈን ጣሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፈን ጣሰው።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ዓ.ም.ፈ ንዓማዊሉ ዘቕርቦም ምግብታት በረራን ምጥዓምን መርሃ ግብሪ ኣካይዱ።

ኣይተ መስፍን ጣሰው፥ ኣብ ትራንስፖርት ነፈርቲ ዝቐርቡ ምግብታት ባህጊን ምርጫን ተጓዓዝቲ ዘማእኸሉ ኢዮም ኢሎም።

እቲ  ፍሉይ ምድላው መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብፅርየት ኣገልግሎት፣ ዕግበት ዓማዊልን ምህዞን ዘለዎ ዘይናጋዕ ቁርፀኝነት ብተግባር የረጋገፅ ከምዘሎ ዘርእይ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ሐዚ ዘካይዶ ዘሎ ድልየት ዓማዊሉ መሰረት ዝገበረ ኣገልግሎት ነዚ ዘድሊ መሰረተ ልምዓት ብምህናፅ ይሰርሖ ከምዘሎ ገሊፆም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.