Fana: At a Speed of Life!

ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 1 ስዒራ፡፡

ናይ ማንቼስተር ሲቲን ሸቶታት ሬንደርስን ሼርኪን እንተመዝግቡ ኖቲንግሃም ንፎረስት ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ሸቶ ሁቺንሰን አመዝጊቡዋ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.