ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ሎሚ መዓል ስራሕ ጀሚሩ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር)ን ተረኺቦም፡፡
ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሕብረተሰብ ዲጂታል ኣማራፂታት ብምጥቃም ኣገልግሎታት ብቐሊሉ ኣብ ሓደ ቦታ ንኽረክብን ዘኽእል ኢዩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!