Fana: At a Speed of Life!

ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዕብየት ክልል ሃረሪ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ጉዕዞ ድሕሪት ብምግታዕ ዕብየት ክምዝገብ ኣኽኢሉ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ።

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ትሽዓተ ወረዳታት ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈታት እቲ ፓርቲ መሪቖም ኣብ ዝኸፈቱ እዋን፤ ኣብቲ ክልል ከም ሃገር ተሞክሮ ዝኾኑ ስራሕቲ ይካየዱ ኣለው፡፡

ኣብ ትሽዓተ ወረዳታት ብምፍጣር፣ ምፍጣርን ወፃኢ ቆጣቢ ብዝኾነ መልኽዑ ዝተመዝገቡ ህንፃታት ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት እቲ ፓርቲ ብተግባር ዘርኣዩ ምዃኖም ሓቢሮም።

ሕቶ ልምዓት እቲ ህዝቢ ብምምላስመፍረያይነት ኣብ ምዕባይን ውፅኢታዊ ተግባራት ምክያዶም ብምሕባር፤ ኣብ መርሃ ግብሪ ንኻልኦት ከባቢታት ኣብነታዊ ስራሕቲ ተሰሪሑ ኢሎም።

ብተስፋዬ ሃይሉ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.