Fana: At a Speed of Life!

ምስ ቱሪዝም ዩ ኤን ክስርሕሎም ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት ምትሕብባር ትኹረት ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ዋና ፅሓፊ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ሼይካ ኣል ኑዌስ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝክኣልሎም ጉዳያት ዙርያ ዘትዮም፡፡

እቲ ዘተ ኢትዮጵያ ቀዳምነት ትኹረት ቱሪዝም ኣንፈታት ኣብ ግምት ብዘእተወ መልክዑ ምስቲ ትካል ክሰርሖም ኣብ ዝኽእል ዓውዲታት ምትሕብባር ጠመተ ዝገበረ ምዃኑ እተን ሚኒስትር ንፋና ዲጂታል ተዛሪበን፡፡

በዙይ እውን ዓቕሚ መጎልበቲ ስልጠናታትን ኮንፈረስ ቱሪዝም ንምዕባይ ኣብ ዝኽኣልሎም ጉዳያት ብምርበብ ሓበሬታ ምስ ዋና ፅሓፊ ምዝታየን ሓቢረን፡፡

ከምኡ እውን ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ዝተገበረ “Visit Ethiopia” ዝብል መተግበሪ ኣፕ ሓዊሱ ኣማራፂታት ዲጂታል ምጥቃም ኣብ ዝኽእልሎም ጉዳያት ዘተ ምክያዱ ገሊፀን፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.