Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛትዮም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኢዮቤልዩ ብፁእ ሊቃነ ጳጳሳት ዑደት ምግባሮም ገሊፆም፡፡

ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ህነፀት ሃገር ግቡእ ኣበርክቶ ክትገብር መንግስቲ ትፅቢት ዝገበረሎም ኩሉ ከምዝዋፃእ ምግላፆም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ሓደሽቲ ንዝተመዝገቡ ብፁእ ኣቦታት ሰናይ ዘበን ስራሕ ተመንየሎም ኢሎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.