Fana: At a Speed of Life!

ምዕራፍ 21 ውድድር ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ልዕሊ 700 ተናሓናሕቲ ቅድመ መፃረዪ ዝተፈለዩ 16 ከዋኸብቲ ብመሓዝ ዝጀመረ ምዕራፍ 21 ውድድር ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ።

ኣብ ራብዓይ ሰሙን ውድድር እቲ ምዕራፍ ሸውዓተ ተወዳደርቲ ምድብ ክልተ ምስ ዛየን ባንድ ስራሕቶም ብክልተ ዙር ከቕርቡ ኢዮም።

ሰብ ሞያ ሙዚቃን ተመልከትቲን ብዘይተገደበ መልእኽቲ ሓፂር ፅሑፍ ብዝህቡዎ ድምፂ ተወዳደርቲ ክዳንዩ ኢዮም።

ምዕራፍ 21 ውድድር ፅባሕ ካብ ሰዓት 6:00 ጀሚሩ ብቐጥታ ፈነወ ብፋና ቴሌቪዥን፣ ፋና+፣ ፋና ፌስቡክ፣ ፋና ዩቲዩብን ቴሌግራምን ከምኡ እውን ብwww.fanamc.com ይከታተሉ።

ብ8222 ሓፂር ናይ ፅሑፍ መልእኽቲ ናይ ተወዳደርቲ ኮድ ብምልኣኽ እናተዘናግዑ ድምፂ ብመሃብ ኣካል ከይዲ ዳይነት ይኹኑ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.