Fana: At a Speed of Life!

ሞሮኮን ሴኔጋልን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምልዓል ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣሰናዳኢት ሃገረ ሞሮኮን ሴኔጋልን ዋንጫ ንምልዓል ናብ ሜዳ ክኣትዋ ኢየን።

እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ዋና ከተማ ሞሮኮ ዝኾነት ራባት ስታዲየም ፕሪንስ ሙላይ ኣብደላ ክካየድ ኢዩ።

ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ ዝፃወት ብሄራዊ ጋንታ ሞሮኮ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ናይጄሪያ ዝገበሮ ፀወታ ብመፍለዪ ሸቶ ስዒሩ ኢዩ ናብ ፍፃመ ሓሊፉ።

ሴኔጋል ብግደኣ ኣብ ፈርቂ ፍፃመ ንግብፂ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ምብፅሓ ይዝከር።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታታት ንምርካብ

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.