Fana: At a Speed of Life!

ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘራኸበ ድልድል ሻምፒዮንስ ሊግ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ውድድር ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ሲውዘርላንድ ኒዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡

በዚ ድማ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ቦዶ ግሊምት ክምኡ እውን ባርሴሎና ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ተደልዲለን፡፡

ሻምፒዮን እቲ መድረኽ ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፣ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቶተንሃም፣ ኣታላንታ ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ጋላታሳራይ ምስ ሊቨርፑል ተራኺበን፡፡

ቀዳማይ እግሪ ፀወታ እቲ ድልድል ኣብ መጀመርታ ወርሒ መጋቢት ክካየዱ ኢዮም፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.