Fana: At a Speed of Life!

ሪያል ማድሪድ ውዕል ራውል ኣሴንሲዮን ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ምስ ክለቡ ዝነበሮ ውዕሊ ክሳብ 2031 ኣናዊሓ።
ወዲ 22 ዓመት ተፃዋቲ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ኣብ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዝፀንሕ ኮንትራት ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ዘፅንሕ ተሰማሚዑ’ሎ።
ተፃዋቲ ተኸላኻላይ ሪያል ማድሪድ ራውል ኣሰንሲዮ ኣብ ሓድሽ ውዕሉ ኮንትራንት 1 ቢሊየን ዩሮ ውዕል መፍረሲ ምቕማጡ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ራውል አሴንሲዮ ኣብ ዝተዛዘመ ውድድር ዓመት ኣብ ስፔን ላሊጋን ሻምፕዮንስ ሊግን ኣውሮፓን 33 ፀወታታት ተሰሊፉ ንሪያል ማድሪድ ግልጋሎት ምሃብ ክኢሉ፡፡
Facebook FFBC Tigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.