ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ንንምፍራም ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደርላንድ ንነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ግራኒት ዣካ ካብ ባየርሊቨርኩሰን ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ፡፡
ናብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝዓበየት ጋንታ ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ዝውውር 20 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡
ወዲ 32 ዓመት ተፃዋቲ ኣብ ሰንደርላንድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ክፍርም ኢዩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!