ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ሲዳማ ቡና ያሬድ ባዬህ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ቅድም ክብል ቀትሪ ሰዓት 6 ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ምድረ ገነት ሽረ ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይሸቶ ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ ኢዩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!