Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብመንፅር ግዘን ብሄራዊ ረብሓን ክግዝኡ ይግባእ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መራኸብቲ ሓፋሽ ብዝሰርሕዎ ትሕዝቶ ለውጢታት ክርድኡ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ፡፡

ኣይተ ዛዲግ ንፋና ሚዲያ ኮርፓሬሽንን ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሰልጠና ይህቡ ኣለው፡፡

ኣብቲ እዋን ስራሕቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብመንፅር ግዘን ብሄራዊ ረብሓን ክግዝኡ ከምዘለዎም ኣረዲኦም፡፡

ኣብ ዓለምና ማእለያ ዘይብሎም ጎንፅታት፣ ቅልውላዋትን ካልኦት ተለዋዋጢ ጉዳያትን ተተኣናግድ ኣላ ዝበሉ ኣይተ ዛዲግ÷ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው ያታታት መሰረት ምግባር ይግባእ ኢሎም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ቅድሚ ትሕዝቶ ኣብ ዓውዲ መሰረት ዝማዕበለ ተግባር ትልሚ ስራሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ምቕራፅ ይግባእ ኢሎም፡፡

ብኣፈወርቅ እያዩ

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.