ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክህትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡
ሚኒስቴር ስራሕን ክህሎትን (ኣይኤስኦ 9001-2015) ኣመራርሓ ፅርየት ብምፍፃም ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ዝረኸበ እንትኾ፤ ስነ-ስርዓት ምስክር ወረቐት እናተውሃበ ይርከብ፡፡
እተን ሚኒስትር ብተመሳሳሊ እዋን ፤ እቲ ሚኒስቴር ተልእኾኡ ንምዕዋት ዘኽእሉ ስራሕቲ ለውጢ ክትግብር ፀኒሑ፡፡
ኣብ ስርዓት ምሕደራ ፅሬት ዝተቐመጡ ረቛሒታት ንምምላእ ብትግሃት ክሰርሕ ምፅንሑ ብምሕባር፤ መሳርሒ ለውጢ ሓሲቡ ብምጥቃም ዝጭበጥ ውፅኢት ተረኺቡ ኢለን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!