Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣብ አደባባይ ቫቲካን ቅዱስ ጴጥሮስ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ሃገራት መራሕቲን ኣቦታት ሃይማኖትን ሓዊሱ ልዕሊ 250 ሺሕ ዝኾኑ ምእመናን ተረኺቦም፡፡

እቶም ርእሰ ሊቃነ ጳጳስ ብዝበፅሖም ልዑል ሕማም ሳንባ ብሕክምና ክርድኡ ፀንሖም ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ድኻም ምዕራፎም ይዝኸር፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.