Fana: At a Speed of Life!

ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ዳግም ተመሪፆም።

ምርጫ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ(መጅሊስ) ሎሚ ተዛዚሙ።

ምስረታን ምርጫ ኣፈፀምቲ ስራሕን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያምክያዱ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፆም።

ሼኽ ኣብዱልከሪም ሼኽ በድረድን ድማ ተተካኢ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ከምዝተመረፁ ተሓቢሩ።

ሼኽ ጁኔይድ ሃምዛን  ሼኽ ሃሚድ ሙሳን ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እንትኾኑ፥ ኡስታዝ ተምኪን ኣብዱላሂ ድማ ዋና ፀሓፊ ብምዃን ተመሪፆም።

ብጀማል ኣህመድ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.