ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም።
ደንቢ ኢኮ ሎጅ ኣብ 36 ነጥቢ 7 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ናይ ዝሕሎ ደኒን ሃፍቲ ተፈጥሮን ውህብቶ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ገሊፁ።
ናይ ሃገርና ዓውዲ ቱሪዝም ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ዘላቕነት፣ ሃፍቲ ቅርሲን ንዘበናት ዝዘልቕ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ብምግባር ምልዋጥ ከምዝከኣል መርኣዪ ኢዩ ኢሉ።
ስራሕቲ መኣዲ ንትውልዲ ዓለም ለኸ ደረጃ ዝሓለዉ መብፅሒታት ብምልማዕ ናይ ሃገርና ዓቕሚ ንምውፃእ ዝግበር ናይ ሰፊሕ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ሰስትራቴጂ ኣካል ኢዩ ብምባል ገሊፁ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታታት ንምርካብ
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!