ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ትሑት ናብራ ንዘለዎም ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታቱን ንዘዕብዩዎም ህፃናት መኣዲ ከምዝኣንጊዱ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!