Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣር ኤም ኣንደርሰን ዘቲዮም።
 
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ምስ ኣዛዚ እዚ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ኣፍሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣር ኤም ኣንደርሰን ዝበለፀ ምትሕብባር ንምግባር ኣብ ዘኽእሉናን ቀጣናዊ ዛዕባታት ፀፅታን ዘቲና ኢሎም።
 
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.